ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ዕ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ዝተፈላለዩ መካይንን ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 4, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 02/11/2011ዓ/ም ክሳብ 04/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት፡፡

                                      ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402420 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ