ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                            2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                       ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663/404346 ምድዋል ይከኣል፡፡   

ድሕሪት
ጨረታ መደብ