መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሆቴል ማናጅመንት፣ ኤሌክትሪክ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/09/2011ዓ/ም ክሳብ 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ