ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት እቶት እና ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                        1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

                                          2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ