ማደኣት ካብ 2010 ክሳብ 2012 ዓ/ም ንሰለስተ ዓመት ኣጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝገብሩ ናይ ደገ አዲተር ክትወዳደሩ ትደልዩ፡፡ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን፤

2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሓሉ ካብ 08/08/2011ዓ/ም -15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከውን፡፡

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 2ይ ደብሪ ይከውን፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ