ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንተሃነፅቲ መንበሪ መፀገኒ ዝውዕል መስተዋትን ናይ መስትዋት መገጣጠሚ ብረትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • ካልኦት ፅገና/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 7፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይክፈት ፡፡   

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ