ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ዝተፈላለዩ ናዉቲ ፅሕፈት መሳርሒ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ተማልኦ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን (ት)

2 ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ (ት)

3 ግብሪ መፍለዩ ኮድ (TIN) ዘለዎ (ዋ)

4 ዝተወዳደሮ ልዕሊ 60000 ተኮይኑ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ (ት)

5 ንዝሸነፎ ናዉቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእልን ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ቤት ትምህርቲ ኣታዊ ት ዝግበር

6 ጨረታ መክብሪ 5000 ብር ብCPO ዝተረጋገፀ ከትሕዝ (ት) ዝክእል

7 ጨረታ ዝልጠፈሉ 04/ 01 /2008 ዓ/ም ኮይኑ አብ መበል 15 መዓልቲ 18 /01 /2008 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ይዕፆ

8 ጨረታ ዝክፈተሉ 19/ 01/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዉያን ወኪላት አብ ዘለዉሉ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደሪ ዘይብሉ ፖስታ ኣይክፈትን

9 ዝርዝር ንብረት ዝሐዘ ካብ 2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ ቢሮ ቁፅሪ 03 ዘይምለስ 30 (ሰላሳ )ብር ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

10 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ዩናይትድ ሜታል ኢንድስትሪ እትዉ ኢልካ ጥቃ ቤተ ክርስትያን አቡነ አረጋዊ ላጪ

11 ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0942655384 / 0914745842 ምድዋል ይካኣል

12 ናይ እትወዳደርሉ ብስምዒ ዝተዓሸገ ፓስታ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናይ ቢሮ ቁፅሪ 03 ነቲ ጨረታ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ