ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 22/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ይክፈት፤                               

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ