ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ካብ መቐለ ሲሚንቶ ፋብሪካ መሰቦ መፅዓንን፣ መራገፊን፣ መጓጓዓዝን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ይደሊ።

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400403 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ