ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ካብ መቐለ ሲሚንቶ ፋብሪካ መሰቦ ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዝን ሓዊሱ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ