ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኦዲት ተዛማድኡን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሰነድ ጨረታ ካብ  ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

2 እቲ ጨረታ 09/04/2011 ክሳብ 18/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0928-942332 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።   

ድሕሪት
ጨረታ መደብ