ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ኣብ 8.9 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ሳዕሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረበ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 09:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 21, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናምበር ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክትቕርቡ ትኽእሉ

2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግለፂ (specification) መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 14/01/2011 -21/01/2011ዓ/ም ሰዓት 9:45 ኣብ ዘሎ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኸእሉ።

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20.00 ካብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ደይሬክቶራት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ካብ 14/01/2011 ዓ/ም -21/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:45 ኣብ ዘሎ ግዜ ብምግዛእ ኣታዊ ምግባር ትኽእሉ።

4 እዚ ግልፂ ጨረታ ዕለት 21/01/2011 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 9:45 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:00 ኣብ ኣካዳሚና ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ይኽፈት

5 መኸበሪ ጨረታ ብር 1000.00 (ሓደ ሽሕ ብር) ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ጠቕላላ ዋጋ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

7 ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ አቲ ሳዕሪ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ዓፂዱ ከልዕል ኣለዎ።

8 ኣካዳሚና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል። 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ