ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                               ጨረታ ምልክታ  

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ሎት ቁፅሪ

      ዝርዝር

መብርሂ

1

 ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት

ን2 ግዘ ዝወፀ

2

 ፀፀር በዓል 02

ን2 ግዘ ዝወፀ

3

 ብሎኬት

ን2 ግዘ ዝወፀ

4

ቶታል ስቴሽን

ን2 ግዘ ዝወፀ

 

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::

2 ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን ዘለኩም::

3 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

4 ን ሎት 4 ቴክኒካል ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ተመሊኡ ኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ተዓሺጉ ክቅርብ አለዎ::

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ናይ ዝተወዳደርሉ ናይቲ ንብረት ጠቕላላ ዋጋ 2% ብ CPO ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ አለዎ::

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 12 /10/ 07 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::

8 ቤት ዕዩና ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 416548 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ