ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓምን ከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣቅሑት ኤሌክትረክ : ባዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ : ብሬከር : ኬብል ብዝቀረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓምን ከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣቅሑት ኤሌክትረክ : ባዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ : ብሬከር : ኬብል ብዝቀረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

1 ሕጋዊናይበቢዘርፉኣቅርቦትንግዲፍቃድዘለኩምንአብ 2010 ዓምበጀትዓመትዘሐደስኩምንወይድማግብሪዝከፈልኩምን

2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ /ቲን/ ካርድን : ናይቫትምስክርወረቀትዘለኩም: ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓም ናይመቅረባይነትካርድዘለኩምንናይዝሐለፈወርሒመጋቢት 2010 ዓምዲክለሬሽንክተቅርቡእትክእሉ

3 ንሐደደከሜንትዘይምለስብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋልእቲጨረታሰነድካብቤትፅሕፈትናካይዲስራሕዕደጋንፋይነናንስንንብረትምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4ብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላእካብዕለት 16/9/2010 ዓምክሳብዕለት 1/10/2010 ዓምዋንኡንኮፒንበበይኑብዝተዓሸገኢንቨለፕብምምፃእነዚተባሂሉዝተዳለወናይጨረታሳፁንምእታዉይከኣል

4 ሳንዱቅጨረታ 1/10/2010 ሰዓት 4:00 ተዓሺጉበቲዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲወይድማሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉይክፈትእነተዘይሃልዩምኣብዉሽጢሳንዱቅዝተረከበፖስታብስርዓተይክፈትንይግምገምን

5 ተጫረቲቅድሚጨረታምክፋቱመከበሪጨረታዝከዉንናይ ጨረታ ዉሕስና 20,000 ቅርሺብጥረገንዘብብባንኪዝተረጋገፀመአዘዚክፍሊትቼክኣብኩነታትዘይተመስረተዉሕስናባንኪብስፒኦዉይብባንኪዝተረጋገፀሌተርኦፍክሪዲትክትሕዙይግባእ

6 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብሰነድጨረታይመልከቱ

7 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብክፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስቁ 0344430083 ወይድማ 0914210989 ምሕታትይከኣ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ