ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ጨረታ መክብሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒአ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምወሳድ ዝክእል

3 ካብ ተቁ 1 እስካብ 3 ከማልኡ ዝክእሉ ተጫረትቲ ናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 21/09/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ክተትእተዉ ትክእሉ

4 እዚ ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/09/2010 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ አይረከቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይዕገትን

6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344405806 / 0342410085 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ