አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ግልጋሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ዝተፈላለዮ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 5, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 5, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተፈላለዮ ኤለክትሮኒክስ ወይም ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን

2 ዝተፈላለዮ ናይ መኪና ስፔራትን ካልኦት ሓፅን መፂን

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

 2 መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 መክበሪ ጨረታ 2000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20 ካብ ኣከዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ዕለት 25/07/2010 ዓም እስካብ 5/08/2010 ዓም ኣበ ዘሎ ጊዜ ምግዛእን ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 5/08/2010 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

6 ኣካዳሚና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 03 44 40 19 89 ምሕታት ይከአል እዩ ንርከበሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ