ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2010 በጀት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበር ኣዳራሽ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 20, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 20, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቤትፅሕፈትምምሕዳርዞባምብራቅአብ ዓመት 2010 በጀትንቲ ቤትፅሕፈትግልጋሎትዝዉዕልወንበር ኣዳራሽ ብጨረታአወዳዲሩዕድጊትክፍፅም

1 ተጫረቲተወሳኪታክስተመዝገብቲዝኾኑንብአዋኑዝተሐደሰናይ2010 ዓምሕጋዊንግዲፍቃድን ዘሓድሽናይመቕረባይወረቀት ምስክር:ናይከፈልቲግብሪመለለይቁፅሪ(TIN) ዋናንኮፒንከቅርቡዝኽእሉክኾኑአለዎም::

2 ተጫረቲብቢሮንግድንኢንዱስትርንዝርዝርመቅረባይነትዝተመዝገቡምኻኖምመረዳእታዘቅረብ::

3 ካብቤትፅሕፈትዞባምብራቕምምሕዳርከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ ምምሕዳርቢሮቑፅሪ -17 ሰነድጨረታብምዉሳድንተቅርብዎዝርዝር ዋጋ ሰነድጨረታ ብሸምዒብዝተአሸገፖስታንጨረታአብዝተዳለወሳንዱቕብምእታዉክተወዳደሩትኽእሉ::

4 ተጫረቲመክበሪጨረታብር 5000.00 ብጥረገንዘብወይ CPO ካብዝተፈለጠባነኪብዝዉሃብዝተረጋገፀቼክከትሕዝዝክእል::

5 ምስዝሰዓረተጫራታይዉዕሊድሐሪምፍፃምዝተትሓዝመክበሪጨረታንዝተሰዓሩተጫረቲሽዑንሽዑይምለስሉ::

6 ዕዳጋፈፃሚአካልዝሐሸመንገዲእነተረኺቡእቲጨረታብኽፋልይኹንበሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

7 ናይጨረታሰነድዝርከበሉቦታዞባምብራቕምምሕዳርቤትፅሕፈትቢሮቑፅ17 ብር 50.00 ብምኽፋልክትወዳደሩትኽእሉምኻንኩምጨረታካብዝወፀሉዕለትካብ 5/07/10 ዓ/ምጀሚሩንተጫረቲክፍቲይከዉን::

8 እቲጨረታዝዕፀወሉዕለት 20/07/10 ዓ/ምሰዓት 8:00 ድሕሪቀትሪተዓፅዩተጫረቲወይሕጋዊወኪሎምአብዝተከብሉዕለት 20/07/10ዓ/ምዓ/ምሰዓት 8:30 ድሕሪቀትሪአብዞባምብራቕምምሕዳርቤትፅሕፈትቢሮቑፅሪ -17 ይኽፈት::

9 VAT ተመዝገበቲናይወርሒጥሪ 2010 ዓ/ምቫትዲክለሬሽንከቕርቡዝኽእሉ::

10 ሰነድጨረታዝተዳለወቋንቋብትግርኛ ዝተዳለወ እዩ

11 ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 034 445 1887 ደዊልካምሕታትይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ