ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ኣብ ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ኣብ ሎት ክልተ ድማ ናውቲ ስፌት ማሽን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 7, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 7, 2010 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ካብ ብር 100,000.00 ሚኢቲ ሽሕ ብር ንላዕሊ ዋጋ ኣብ ዘለዎም ዕደጋ ዝሳተፋ ንጋዶ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት /VAT/ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ዲክለሬሽን : ቫት መፍለይ ቁፅሪ /Tin/ : ከፋላየ ግብሪ : ናይቲ ክንዕድጎ እንደልዩ ኣቅሓ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ዝተሐደሰ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ከቕርብ ዝክእል 

2 ካብ ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ደጋፊ /ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 21/04/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 7/05/2010 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 30 /ሰላሳ / ብምግዛእ ክትወስዱ ከምትክአሉ ብምፍላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 7/05/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብምዕፃዉ ድሕሪ 15 ደቂቃ ማለት 4:15 ስለዝኽፈተ በቲ ዝተቀመጠ ናይ መእተዊ ግዜ ብምምፃእ ናብቲ ኣብ ከየዲ ስራሕና ዝተደወልከም ሳንዱቅ ጨረታ ሰነድ ጨረታኩም ንክትእትዉ የፍልጥ :: አብ እዋን ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ከርከቡ ይኽእሉ እዮም:: 

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 3000.00 / ስለስተ ሽሕ ብር ጥራሕ / ብ CPO ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ:: 

4 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊክሼን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝያን መራገፍን ከቕርብ ዝኽእል

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ:: አድራሻና ትግራይ መቐለ ቀበሌ 18 ድሕሪ ሆቴል አብርሃ ካስትል ወይ ድሕሪ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ንዝተደለየ ሐበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሐዳርን 0342403912/ 0933101421

ድሕሪት
ጨረታ መደብ