ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናገዛ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
ምልክታ ጨረታ 03 /2006 ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቕሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግብአኩም ረቁሓ 1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም 2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፈልኩም ናይ 2006 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም 3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘለኩም 4 ናይ ቲን መረዳእታ ዘለኩም 5 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕዶም ብር ሰለስተ ሽሕ /3000/ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ 6 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝሰዓርክምሉ ዕለት ጀሚሩ እብ ዉሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ምቅራብ እትክእሉ 7 ናይ ቀረባ ወርሐዊ ሒሳብኩም ዘወራረድኩምሉ /ዲክለር ዝገበርክምሉ/ መረዳእታ ዘለኩም 8 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ዒስራን ሐሙሽተን ብር/ 25.00/ ጥራሕ እናክፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 14/09/06 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/09/06 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድን ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ትገብሩ ትክእሉ 9 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 26/09/06 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይክፈት 10 ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካበ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብሲፒኦ ክትሕዙ ይግባእ 11 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ድሕሪት
ጨረታ መደብ