ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ምካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነትናይስተሽነሪ ኣቅሑትብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታግልፂጨረታ

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ምካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነትናይስተሽነሪ ኣቅሑትብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::

በዚመሰረት

  • ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
  • ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
  • ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/  መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
  • ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
  • ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/   መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
  • መቅረብቲካብዕለት18/ 06/ 2007 ዓምክሳብዕለት08/ 07/ 2007 ዓ/ም  30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::
  • መከበሪጨረታ 2 ካብቲ ጠቅላላ ዘቅረብዎ ዋጋ ብ CPO ወይብባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  • ጨረታዝዕሽግሉዕለት 09/ 07/ 2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  • ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
  • ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  • ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  • ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
  • ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማሕተምንንግዲንፍቃድምንማዕረክከዉንአለዎ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ  1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860 ምርካብይካኣል::

 

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ