ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 4, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን ናምበር ዘለዎ

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ዝገበረ

3 VAT ዝረመዝገቡ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 03/04/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/04 /2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 12/04/2010 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝክእል ምካኑ

6 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ስፒኦ 5000 ብር ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ካብ ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

16 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400030 / 0344406078/ 0344411808 /0914761811

ድሕሪት
ጨረታ መደብ