ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣቅሑት ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝገዝእዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማታታት
  • ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ኣቅሑት
  • ዝተፈላለዩ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑትን

1 እቶም ኣቅሑ እዚ ማስታወቂያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታልቲ 15 መዓልቲታት ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምርኣይ ይከኣል

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት 100 ቅርሺ ኣታዊ ብምግባር ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንጨረታ ዝሰዓርዎ ዋጋ ኣቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕሉ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይ ዝጨረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ናይ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ከትሕዞ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 19 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342402913 ወይ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ