ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 28, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 24 /01/ 2010 ዓም ክሳብ 03/ 02/ 2010 ዓም

ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 03 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30

ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ድሕሪት
ጨረታ መደብ