መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዝሰርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ጠቅላላ ግቢኡን ካብ ምድርቤት ጀሚሩ ክሳብ 4ይ ደብሪ ዝርከቡ ገዛዉቲ ሓለዋን ከምኡዉን ናይ ሓባር ዋንነት ዘለዎም ኮሪደራትን ኣዳራሽትን ግቢኡን ናይ ፅሬት ስራሐቲ ንምስራሕ በዚ ሞያ ናይ ግልጋሎት ንግዲ ፍቃድን ቲንን ዘለኹም ዝተዘርዘሩ ሮቆሒታት ዝተማልኡ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልከታ ጨረታ

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዝሰርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ጠቅላላ ግቢኡን ካብ ምድርቤት ጀሚሩ ክሳብ 4 ደብሪ ዝርከቡ ገዛዉቲ ሓለዋን ከምኡዉን ናይ ሓባር ዋንነት ዘለዎም ኮሪደራትን ኣዳራሽትን ግቢኡን ናይ ፅሬት ስራሐቲ ንምስራሕ በዚ ሞያ ናይ ግልጋሎት ንግዲ ፍቃድን ቲንን ዘለኹም ዝተዘርዘሩ ሮቆሒታት ዝተማልኡ ትካላት ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ በዚ መሰረት::

1 ብግልጋሎት ሓለዋን ፅሬትን ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ግበሪ ከፊሎም ዘሐደሱ::

2 በዚ ዘርፊ ስራሕ ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ልምድ ስራሕ ዘለዎም::

3 ናይ ኽልቲኡ ግልጋሎት ዝተዳለዉ ናይ ጨረታ ሰነድ መምርሒ ዘማልኡ::

4 ዝተቐመጡ ረቆሒታት ዘማልኡ ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ብር 50 / ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ምዉሳድ ይኽእሉ::

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ንግልጋሎት ሓለዋ ብር 10,000/ ኣሰርተ ሽሕ ብር / ንግልጋሎት ፅሬት ብር 7000 / ሸዉዓ ሽሕ ብር/ ዝወዳደሩ ብሲፒኦ ወይ ደማ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ይግባአ ::

6 ዝርዝር ናይ ፋይናንስን ቴክኒካል መወዳደሪ ሓሳባት ኦርጅናል ከቕርቡ ይግባእ::

7 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 28 / 04 / 2007 ዓ/ም ክሳብ ጥሪ 13 /20007 ዓ/ም ብምዉሳድ አብ ቤት ፅሕፈትና 3 ደብሪ ብሎክ ረ/E ገዛ ቁፅሪ 307 ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ዓሺጎም ከእትዉ ይግባእ::

8 ጨረታ ዝኽፈተሉ ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ጥሪ 14/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ይኽፈት::

9 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 41 53 16 ወይድማ 0914 72 29 75 ምሕታት ይኽእሉ::


 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ