ምስ ስላምታ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2005 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝረአይታ ምልክታት እንትኮኑ። ብኣንፃሩ ብርክት ዝበሉ መቅረብቲ ትካላት እውን ናይ ምፍላጥን፣ምስታፍን መሰላቶም ይንፈጉ እዮም። ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ኩሎም ወነንቲ ትካላት ማዕረ ናይ ምስታፍ መሰላት ይረክቡ። ነዚ ፀገም ዝፈትሕን ወነንቲ ትካላት ዝወፁ ጨረታታት ኣብዚ ቦታ ዝረክቡሉን ብዝተፈላለዩ መደባታት ተዘርዚሮም ን ንምጥቃም ምቹ ኮይኖም ቀረቦም ኣሎው።

መዘካከሪ ምስ ኮርፖሬት ቴሌኮምኑኬሽን ኢትዮጰያ ብምዝርራብ ምልክታ ስራሕን ጨረታት ብሓፂር ፅሑፍ /SMS/ ናብ ተገልገልቲ ብዝተመዝገብዎ ምርጫታት ንክልእከሎም ኣብ ምዝርራብ ንርከብ ኣለና።

ስለዝኮነ ‘ውን እዚ ማዕቢሉ www.milkta.com ዘሎ ኣብ ክልልናን ሃገርናን ሓዱሽ ዝኮነ ቴክኖሎጂ ኣብ ምፍላጥ ንርከብ ኣለና። በሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ናይ ዋንነት ብቅዓት መረጋገፂ ረኪብና ኣለና። ብተመሳሳሊ ካብ ክልል ኣይ.ሲ.ቲን ቢሮ ሲቪል ሰርቪስን ብቅዓቱን ጥቅሙን ብምርኣይ ኣረጋጊፆሙልና ኣልው። በዚ መሰረት ውን ምዕባለ ሓይሊ ስብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ኣብዚ ዝማዕበለ ሶፍትዌር ምልክታታት ስራሕን ጨረታን ጥቅሙን ኣብ ግምት ብምእታው ንክግምግመልናን ቴክኒካዊ ሓገዝ ንክገብረልና ብትሕትና ንሓትት። 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ