ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምድብ 1 ናይመኪናመለዋወጢኣቁሑት

  1. ሕጋዊንግዲፍቓድዘለኩምንኣብ 2009 ዓ/ም ዘሐደስኩም::
  2. እቲጨረታናይበዓልዋናሕጋዊማህተምንፊርማንክህልዎአለዎ::
  3. ተመዝገብቲተወሳኺእሴትታክስ / ቫት/Â ኮይኖምናይወርሒነሓሰአታዊዝገበረሉዋንኡምስሐደኮፐከቅርብዝክእል::
  4. ናይመቅርባይነትመለለይካርድዘለኩምንዘሐደስኩምን::
  5. ናይግብሪኸፋላይመለለይካርድ ( Tin)Â ዘለኩም::
  6. ንጨረታመኽበሪቢድቦንድንብር 3000 ከትሕዝዝክእልን
  7. ሰነድጨረታንሐደደኩመንትዘይምለስ 30 ብርብምክፋልካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይከይዲስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርቢሮቁፅሪ 09ብምግዛእክትወስዱትክእሉ::
  8. ሰነድጨረታካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይካብዝተለጠፈሉዕለትጀሚሩብምዉሳድናይመወዳደሪዋጋኩምብምምላእኩሎምዝተጠቐሱአድለይቲዶክሜንትኮፒንኦርጂናልንነንብይኑአብፖስታብምዕሻግአብልዕሊእቲሰነድጨረታንዝተዓሸገፖስታንናይበዓልዋናፊርማንብምፅሓፍአብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይዝተዳለወሳንዱቅጨረታንከትኣእትዉንንክትወዳደሩንእናተሓሳሰብና::
  9. ምልክታአብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 30 /03/ 09 ዓ/ም ክሳብ 14/04/ 09 ዓ/ም::
  10. ሳንዱቅጨረታዝዕሸገሉ 14/04/09 ዓ/ምሰዓት4:00 ናይንጉሆ::
  11. ሳንዱቅጨረታዝኽፈተሉዕለት14/04/ 09 ዓ/ምሰዓት 4:30 ናይንጉሆ::
  12. እቲጨረታኣብቅድሚተጫረቲወይሕጋዊወኪሎምይካየድይኩንእምብርተጫረቲጨረታአብዝኽፈተሉጊዜእንተዘይተረኺቦምእቲጨረታካብምኽፋትኣይተአጎጎለን::
  13. ጨረታሰዓራይምስተፈለጠዉዕሊመክበሪካብጠቅላላዋጋ 10 ሚኢታዊብሽምማእከልምርምርሕረሻአበርገለCPO ዘትሕዝን ::
  14. ማእከልናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡነቲጨረታብሙሉእወይብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
  15. እቲቢሮካብቲዝተዘርዘረመጠንንብረትክሳብ20 ሚኢታዊናብምዉሳክንምቕናስንመሰልአለዎ::
  16. ንተወሳኺሓበሬታብቑፅርታትስልኪÂ 0348460086 / 0344460741 ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይብምድዋልይሕተቱ::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ