ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለለዩ ህንፃታት ብሎት ከፊሉ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ሎት 1 ትእምት ብዝበጀቶ በጀት ዝስርሑ ኣብ ወረዳታት ራያ ዓዘቦ :ኣፅቢ ወንበርታ: መረብ ለከን ዝንነፁ 2ይብርኪ ቤት ንምስራሕ ብደረጃ BC 6ን GC 6 ን ልዕሊኡን ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ድማ BC 5ን GC 6 ን ልዕሊኡን

ሎት 2 ኣብ ወረዳታት ላዕላይ ኣድያቦ: ታሕታይ ማይጨዉ: ጣንቃ አበርገለን: ወረዳ እምባ አላጀን ዝህነፅ ማእከል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን BC 5ን GC 6 ን ልዕሊኡን

ሎት 3 ኣብ ዞባÂ መቀለ ምድረ ገነት መሕብሐቢ አረጋዉያን :ከተማ ዓብዮ ዓድን :ከተማ ሰቲት ሑመራን ድማ ቤት ህንፀት ተወሳኪ ብሎክ :ኣብ ከተማ ኮረም ድማ ፕሮጀክት ህንፃ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንምስራሕ BC 6ን GC 6 ን ልዕሊኡን ልዕሉኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
  3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
  4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
  5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
  6. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእ
  7. ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም Â ጀሚሩ ክሳብ 29 ሕዳር 2009 ዓም ነፍስወከፍ ፕሮጀክት Â ዘይምለስ 300 Â ቅርሺ እንዳከፈሉ Â ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ

0344408775 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ