አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  1. ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ2008/ግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም
  2. ቫትተመዝገበቲዝኾንኹም Tin Number ዘለኩም
  3. ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/መሰረትክተቕርቡትክእሉ
  4. ናይወርሒሐምለ 2008 ዓምድክለራስዩንከቅርብዝክእል
  5. ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ3 መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ5 መዓልቲከቅርብዝክእል
  6. ጨረታመክበሪ2%ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝንዝስዓሮ 10% ንብረትዉዕሊመክበረብጥረገንዘብወይብባንኪዝተረጋገፀከትሕዝዝክእል
  7. ጨረታሰነድብር50.00 /ሓምሳብር/ ከፊሉክዕድግዝክእል
  8. ጨረታሰነድዝሽየጠሉካብዕለት07/09/2016ኣፈካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪክዕድግዝክእል
  9. ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት14/09/2016ኣፈሰዓት6:00
  10. ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት14/09/2016ኣፈሰዓት9:00ድሕሪቀትሪተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣበዝተለከብሉኣበዋናቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስዝክፈትይኸዉን
  11. ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ