ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተጫረቲ ከማልአዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘቅርብ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 20 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 25/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ 5/ 1/ 2009 ዓም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::

5 መክበሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል::

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 5/1 /2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

7 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐወ እዩ::

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347771009/868 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ