ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተፈ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ /ቁጥር: ዕድ/ፋይ/634/16

ዕለት/ቀን 14/08/2016ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተፈ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 15/08/2016ዓ/ም ክሳብ 17/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ⁄ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብርመብርሂ
1Oil filterNissan D22 ትርቦ ኦርጂናልPIS01
2Fuel filterNissan D22 ትርቦ ኦርጂናልPIS01
3Idlar ArmNissan D22 ትርቦ ኦርጂናልPIS01

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓደ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (ፐ No) ኮፒ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤

✓ መቕረባይነት ኮፒ ከቕሩቡ ዝኽሉ፤

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፣

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/08/2016 ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 17/08/2016 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፣

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት ሓበራዊ ህንፃ/ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 404417 /03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ