ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣናእሽተን መሳርሐታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት/Date 01/08/2016ዓ.ም

ቑፅሪ/Ref ኮልፓኢት 7075/02/16

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ ----------/2016

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣናእሽተን መሳርሐታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ.ዋጋ
1ካልኩሌተርካስዮ ብሳምፕልቁፅሪ20
2ናይ ላፕቶፕ ቦርሳብሳምፕልቁፅሪ25
3ቀይሕ እስክርቢቶብሳምፕልቁፅሪ100
4ፍሉድ ምስ መበዕበፂኡቁፅሪ20
5ካኪ ፖስታ 1ይ ደረጃዶስጣ10

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፡

1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡፡

3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4 ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቸይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን፡፡

5. ናይዚ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ፓ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 01 / 08 /2016 ዓ.ም እስካብ ዕለት 07 /08 /2016 ዓ.ም ጀሚርኩም ምውሳድ ትኽእሉ

6. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07 / 08/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኸፈት ፡፡

7. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን፡፡

8 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል፡፡

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 /0914741329 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡

ማህተም ናይ ተወዳዳሪ ድርጅት

“ምስ ሰላምታ" ኮ/ል/ፓ/ኢ/ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ