ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት መሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ናይ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ


ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት

ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን - ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 20 /7/2016 ዓ/ም ክሳብ 24 /7/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምäራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 25 /7/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት ምዃኑ ንገልፅ

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ | ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ _ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ : ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምልኢ ዋጋን ሳንፕል ናይቲ ንብረትን ( ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅኩም ውስዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

ዋጋ መምልኢ

ናይ ጎማ

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርModel
ብርብር
1ጎማ ብርጅስቶን ረጉድ ጥርሱ265/65/R17ቁፅሪ05

ምስ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ