ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2016 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት

ተቁ

ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

መፍለይ ቁፅሪ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

Rotor head

22140 -54730

Pcs

01

2

Winddewr equilater LH

69802 -35110

Pca

01

3

Horn Assy

86510 - 35130

Pcs

01

4

Brake shoe

04495 -35230

kit

01

5

Brake Pad

04465 - 35260

kit

01

6

Outer Bearning

9008036067

Pcs

02

7

Inner  Bearing

90080 -36064

Pcs

02

8

Oil Filter

90915 –YZZD4

Pcs

01

9

Fuel Filter

23390- 64480

Pcs

01

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 እዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

4 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ተጫረቲ ዝሰዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 2/7/2016 ዓም ክሳብ 5/7/2016 ዓም ሰነድ ብመዉሳድ ብፖስታ ዓሺግኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

7 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/7/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅ/ስ

8 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 5/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰ ይከዉን

9 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል እቲ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344419498

ድሕሪት
ጨረታ መደብ