ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ መካይን ብዘዉፀኦ ሞዴል መሰረት ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ኮፒ  ከታሓሕዙ ትክእሉ

2  ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪን ዝሐዘ ኮፒ  ከታሓሕዙ ትክእሉ

3 ኣብ ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ብር /  ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ አሲሮም መኪና ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልታት የረክቡ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13 /6/ 2016 ክሳብ 27/6/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ  ሰዓተ 4:00 ተዓሺጉ  ሰዓተ 4:30  ይከፈት

 7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቑፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ቶዩታ ዳብል ጋቤና

2015 <

pcs

02

2015ን ልዕሊኡን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ