ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:11 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡  ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Speficationመዐቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ቢን ካርድብሳምፕል መሰረትቑፅሪ10,000


ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን /TIN/ ፣መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ምስቲ

ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረእ ክከውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ስዓራይ ንዝኮነ ትካል ናይቲ ዝሰዓሮ 10% CPO ኣትሒዙ ዉዕሊ ይኣስር ::

4. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይ ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

6. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኸእሉ።

8. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2013 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኸፈት፡፡

9. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914138905/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኸእሉ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ