ላጪ ጥዕና ጣቢያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርኛ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ናይ ንብረት ዓይነት

ዝርዝርመግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ግምእታዊ ዋጋ

ጠቅላለ ዋጋ

1

Individual folder/ ናይ ሕሙማት ካርዲ / 2.5ግ

ብሳምፕል

ብቁፅሪ

10000

2

Patient form ኣብ ሐደ 100 ቅጠል ዝሕዝ

ብሳምፕል

ብፓድ

200

3

Prescriiption paper ኣብ ሐደ 200 ቅጠል

ብሳምፕል

ብፓድ

100

4

Lab  Request paper ኣብ ሐደ 200 ቅጠል

ብሳምፕል

ብፓድ

50

5

ፋርማሲ ሬጅስትሬሽን ቡክ ኣብ ሐደ 200 ቅጠል

ብሳምፕል

መዝገብ

04

6

ሪፊራል ስሊፕ ኣብ ሐደ 100 ቅጠል

ብሳምፕል

ብፓድ

20

7

ወሳኒ ኩነት ኣብ ሐደ 100 ቅጠል ብ2ተ ኮፒ

ብሳምፕል

ብፓድ

05

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማሕተምን ፌርማን ከገብረሉ ይግባእ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 27/5/2016 ዓም ክሳብ 29/5/2016 ዓም ኣብ  ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ  ዐለት 29/5/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ከይኑ ዝክፈተሉ  ዕለት 30/5/2016 ዓም 2:30 ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ( ላጪ ጥዕና ጣብያ ) ይከዉን

3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን

4 ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሐለወ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓለቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረገሰገፀ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዉሽጢ 5ተ  መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም

5 ክትወዳደሩ ትደልዩ ተወዳደርቲ ናይ ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይግባእ

6 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈትና ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ይህልዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ