ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዓሰርተ ክልተ ናይ ንግዲ ቦታ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ማለት እዉን ትሸዓተ ናይ ንግዲ ቦታ ገዛዉቲ ንኩሉ ነጋዶ እንትክዉን ሰለስተ ናይ ንግዲ ቦታ ድማ ንአካል ጉድአት ኩናትን ንስድራ ስዉኣትን ነጋዶን ይከዉን ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ዘለዎም

2 ንቲ ናይ ንግዲ ገዛ ፅገና ዝድልዩ እንትዳኣኮይኑ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ንምክራይ ዝክእል

3 ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ንግድ ኣብይቲ ጨረታ ዝሳተፉ ተጫረቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ኣብያቲ ኣብ ዝተፈላለየ ምጭብርባርን ዘይሕጋዊ ስራሕ ዘይሰርሑ መጠንቀቅታ ዘይብሎምን

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 15 ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ነዚ ተባሂሉ ካብ ኢጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 8 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 22 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓተ 9:00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 22 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

6 ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተተረከቡ ይምረፅ ናይ ጨረታ መክበሪ 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ ስፒኦ/ ወይድማ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418515 / 0914778288/  0953023396  ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ፊት ንፊት ታደሰ ሐጎስ ህነፃ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ