ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከባቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት በራሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ: ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን : ዕንፀይቲን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 2, 2016 11:01 ደ/ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ዝርዝር ንብረት ክተማልእዎ እትደልዩ ረቆሒታትን ዝሐዘ እዚ ምልክታ ምስ ተጋወሐ ካብ 10 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 1/5 /2016 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክትወስዱ የፍልጥ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ