ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝረከብ ዝተፈላለየ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ሲኖትራክ ማርቸድስ ኒሳን ትዮታን ካተር ፒላር ክረሸር ካማዝ ወዘተ ንምሻጥ ይደሊ

በዚ መሰረት ክትዕድጉ እትደልዩ ዝደለክሞ ዓይነት በዝሕን ዝኮነ ኣካል ብዉልቀ ይኩን ብትካል ግዘ ገደብ ዘይብሉ ኩሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትሪኡን ትካል ብዝወሰኖ ዋጋ ክትዕድጉ ከምትክእሉ ደጊምና ክንገልፅ ንፈቱ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ