ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ላፕራቶሪ መሳሪሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:40,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብረ ከፍልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መክብሪ ብር አርባዓ ሽሕ /40,000/ ከድሕዙ ዝኽእሉ

5 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሸኒፉ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/04/2016 ዓም ዝፀንሐ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 27/04/2016 ሰዓት 3:30 ኣብ ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

8. ናይ ጨረታ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ