ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ Stationery ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት  CPO ከትሕዝ ዝክእል

3ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30

5 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/3/2016 ዓም ክሳብ 14/3/2016 ዓም ይከዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/3/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

9 ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ