ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክልተ ከብራ መኪና ንቤት ፅሕፈትና ሰርቪስ ዝኮነት ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክራይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉምን

2 ሊብሬን ማንጃ ፍቃድ ዘለዉ ከምእዉን ናይ ዋንነት መረዳእታ ዘለዎ

3 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2013 ዓም ድሕሪ ሰዓት 830

4 ፖስታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/2/2013 ድሕሪ ሰዓት 930

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342407344

ድሕሪት
ጨረታ መደብ