ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ከይዲ ስራሕ ቤ/ፅ/ኣ/ም/ም/ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ዝኮነ ናይ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወደደርቲ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ሰርትኬት ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎም

2 ናይ ሊብሬ መኪና ብፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም ክሳብ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅርብ ይከኣል

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 330 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342417787

ድሕሪት
ጨረታ መደብ