ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይን ናይ ዳይሬክቶሬት እንዳስትሪያል ኤክስቴንሽን ግልጋሎት እትህብ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

4 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 63 63 ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ