ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1ዘይምለስ 150 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 163ካብ 11/02/2013ዓ/ም ክሳብ 01/03/2013 ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ 02/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ብኣካል ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 48 10 35 /03 44 48 00 11

ድሕሪት
ጨረታ መደብ