ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ንኒሳን መኪና ሞዴል Zna (Rich) ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ክሳብ 09/02/2013ዓ/ም 9፡00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69

ድሕሪት
ጨረታ መደብ