መከላከያ ኮንስትራክሽን ኣብ ዓዲ ሾህ ደላ ሳምረ ዘስርሖ ዘሎ መንገዲ ፅርግያ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ክሬሸር ክካረ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 1, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 1, 2013 08:02 ደ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩምን ሕጋዊ ከፈልቲ ግብርን ከምኡ እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኻንኩም ዝገልፅ ቅበሊት ክተቅርቡ እትክእሉን

2 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 50ሺሕ ቅርሺ ብስፒኦ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እቲ ክሬሸር ሕጋዊ ምኻኑን ብቅዓት መረጋገፅን መረዳእታን ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ወረዳ ስለዋ ከተማ ደላ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 01/02/2013ዓ/ም ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ 01/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ጨረታ ብክፋል  ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0930014645/0920607664

ድሕሪት
ጨረታ መደብ