ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ዘቅርብ

4 ናይ ቫት ትኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም 9፡30 ተጫቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 10 99

ድሕሪት
ጨረታ መደብ