ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ መኪናን ሞተር ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ቤት ፅሕፈት ኾይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ