ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 18, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/01/2013 ዓ/ም እስካብ 18/01/2013 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/01/2013 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42400158ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ